ሰኑይ 20 ጥሪ ቃለ-መሓላ ዝፈጸመ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ንኢምግረሽን ዝምልከት ክልተ ፕረዚደንታዊ ትእዛዛት ፈሪሙ`ሎ። ካብ መንጉኡ፡ ዶብ ሰጊሮም ዑቕባ ንዝሓቱ ስደተኛታት ብኣልማማ ዝሰጉግ ...
ኣብ ከተማ ካይሮ ግብጺ፡ ሓደ ህንጻ ድሕሪ ምፍራሱ ብውሑዱ 10 ሰባት ምማቶም መሓዉራት ዜና'ታ ሃገር ገሊጸን። ኣብቲ ፍርስራስ ህንጻ ደሃዮም ዘይተፈልጡ ሰባት ስለ ዘለዉ ቍጽሪ ምዉታት ናይ ምውሳኽ ...
ፕረዚደንት ፈረሳይ ኢማኑወል ማክሮን ብዝጸውዖ ህጹጽ ኣኼባ፡ መራሕቲ ሃገራት ኤውሮጳ፡ ሎሚ ሰኑይ ንጸጥታ እቲ ደምበን ጉዳይ ዩክሬንን ኣመልኪቶም ኣብ ፓሪስ ይጋብኡ ኣለዉ። ኣብዚ ብሪጣንያ’ውን ...
ወሃቢት ቃል ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኣመሪካ ቶኒ ብሩስ ከም ዝሓበረቶ፡ ብሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ኣመሪካ ማርኮ ሩቢዮ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኣመሪካ፡ ምስ ሩስያዊ ልኡኽ ንምዝታይ ጽባሕ ሰሉስ ንሪያድ ስዑዲ ዓረብ ክጓዓዝ’ዩ። ኣብቲ ኣመሪካዊ ጉጅለ ኣማኻሪ ሃገራዊ ጸጥታ ማይክ ዎልዝን ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ...
ሩስያ ዝተኰሰቶ ቦምባታት ድሮን፡ ንመመንጨዊ ኒኵለራዊ ጸዓት ቸርኖቪል ሃሩሙ፡ ንብዙሕ ክፋል ትሕተ-ቅርጺ እቲ መመንጨዊ ጸዓት ከም ዘዕነወ ሮይተርስ ሓቢሩ። እንተዀነ ድሕሪ’ቲ መጥቃዕቲ ጨረርታ ከም ...
ዝተሓደሰ --ሓደ መራሕ መኪና፡ ሎሚ ሓሙስ ማሕበራት ሰራሕተኛታት ሰለማዊ ሰልፊ የካይዳሉ ኣብ ዝነበራሉ ግዜ፡ ንሂሩ ብምዝዋር ብውሑዱ 28 ሰባት ኣቝሲሉ። ነቲ ሓደጋ ዝፈጸመ ካብ ኣፍጋኒስታን ዝመጽአ ...
Internally displaced people (IDPs) near eastern city of Goma board pirogues on Lake Kivu after leaving the nearby Bulengo IDP camp. They were fleeing renewed fighting between the DRC army and ...
ሚ/ር ምክልኻል ኣመሪካ ፒት ሄግሰት ነቲ “ፕረዚደንት ትራምፕ ዘካይድዎ ዘለዉ ጻዕርታት ኣብ ምትዕርራይ ወታሃደራዊ መርገጺ፡ ከም ምንስሓብ ገይሮም ዝርእዩዎ ወገናት ግጉይ ርድኢት’ዩ፡” ክብሉ ገሊጾም። ...
ምምሕዳር ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ካብ ቻይና ዝኣቱ ንብረት ናይ 10% ወሰኽ ግብሪ ድሕሪ ምንባሩ፡ ቻይና’ውን ኣብ ዝተወሰኑ እትዎት ንብረት ኣመሪካ ወሰኽ ኣዊጃ ኣላ። እንተዀነ ብቻይና ዝተነብረ ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ምስ መራሒ ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን፡ ኣብ ዩክሬን ዘሎ ኲናት ንምዕራፍ ሎሚ ረቡዕ ብስልኪ ከም ዝተዘራረቡ ኣብ ማሕበራዊ ገጻት ኣካፊሎም። ፕረዚደንት ትራምፕ ኣብቲ ማሕበራዊ ገጻት ከም ዝገለጹዎ፡ ካብ ክልቲኡ ወገናት ዝተዋጽኡ ኣባላት ረቚሖም ንመስርሕ ዘተ ክጅምሩ ክልተ መራሕቲ ተሰማሚዖም ኣለዉ ...
ባህላዊ መሳርሒ ሕርሻ፣ ናውቲ ገዛን ናይ ህንጻ ኣቑሑት ካብ ሓፂነ መፂን ዘፍርዩ ሰብሞያ ኢደ ጥበብ ኣብ ዝነብርሉ ከባቢ ካብ ማሕበረሰብ ይግለሉ፣ ይስደዱ፣ ይወቅዑ ብተወሳኺ ድማ ከቢድ ቅትለት ...
(UNAIDS) ፡ ድሕሪ ምቍራጽ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመሪካ ከቢድ ክፍተት ከጋጣሞ ምዃኑ ናይቲ ትካል ጨንፈር ኢትዮጵያ ሓቢሩ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣስታት 503-ሽሕ ዜጋታት ተጠቀምቲ መናውሒ ...