ትማሊ ሰንበት ኣብ ዝተዛዘመ መበል 38 ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃ፡ ተመኵሮን ሃጓፋት ስምምዕ ተጻብኦታት ፕሪቶሪያ ዝጠመተ ከይዲ ምስማዕ ተኻይዱ ነይሩ። ኣብቲ ኣጋጣሚ ዝተረኽቡ ሸምገልቲ ነቲ ዝተረኽበ ተመኵሮ ክገልጹ እንከለዉ፡ ፕረዚደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ኣቦ-መንበር ህወሓትን ግን ተሪፉ ኣብ ዝበሉዎ ዘይተ ...
French President Emmanuel Macron hosts a group of European leaders for talks Monday focused on the situation in Ukraine amid a shift in the U.S. approach to the conflict and suggestions by U.S.
U.S. Secretary of State Marco Rubio met with his Saudi counterpart in Riyadh, as he leads a delegation to the nation to meet ...
Ten people were killed and three others injured in a partial building collapse in the town of Kerdasa on Monday. An ...
ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ፑንትላንድ ንዝነጥፉ ኣባላት እስላማዊ ጉጅለ ዳዕሽ ብዝግበሮ ናይ ኣየር መጥቃዕቲ 16 ኣባላት እቲ ጉጅለ ምቕታሉ ወሃብ-ቃል እቲ ስርሒት ብርጋዴር ጀነራል መሓሙድ መሓመድ ኣሕመድ ...
ሰኑይ 20 ጥሪ ቃለ-መሓላ ዝፈጸመ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ንኢምግረሽን ዝምልከት ክልተ ፕረዚደንታዊ ትእዛዛት ፈሪሙ`ሎ። ካብ መንጉኡ፡ ዶብ ሰጊሮም ዑቕባ ንዝሓቱ ስደተኛታት ብኣልማማ ዝሰጉግ ...
ኣብ ኣመሪካ ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ብዝርአ ዘሎ ንፋስ ዝሓዘለ ዝናብን ዝሑል ኩነታት ኣየርን ኣብ ክፍለ-ሃገር ከንታኪ ብዘጋጠመ ምንዕልቕላቕ ውሕጅ ዝሞቱ ሸሞንተ ሰባት ሓዊሱ ትሸዓተ ሰባት ምማቶም ...
ኣብ ከተማ ካይሮ ግብጺ፡ ሓደ ህንጻ ድሕሪ ምፍራሱ ብውሑዱ 10 ሰባት ምማቶም መሓዉራት ዜና'ታ ሃገር ገሊጸን። ኣብቲ ፍርስራስ ህንጻ ደሃዮም ዘይተፈልጡ ሰባት ስለ ዘለዉ ቍጽሪ ምዉታት ናይ ምውሳኽ ...
ፕረዚደንት ፈረሳይ ኢማኑወል ማክሮን ብዝጸውዖ ህጹጽ ኣኼባ፡ መራሕቲ ሃገራት ኤውሮጳ፡ ሎሚ ሰኑይ ንጸጥታ እቲ ደምበን ጉዳይ ዩክሬንን ኣመልኪቶም ኣብ ፓሪስ ይጋብኡ ኣለዉ። ኣብዚ ብሪጣንያ’ውን ...
ወሃቢት ቃል ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኣመሪካ ቶኒ ብሩስ ከም ዝሓበረቶ፡ ብሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ኣመሪካ ማርኮ ሩቢዮ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኣመሪካ፡ ምስ ሩስያዊ ልኡኽ ንምዝታይ ጽባሕ ሰሉስ ንሪያድ ስዑዲ ዓረብ ክጓዓዝ’ዩ። ኣብቲ ኣመሪካዊ ጉጅለ ኣማኻሪ ሃገራዊ ጸጥታ ማይክ ዎልዝን ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ...
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝቃናዕ ዘሎ መበል 38 ስሩዕ ዋዕላ ኣፍሪቃዊ ሕብረት፡ ጂቡታዊ ማሕሙድ ዓሊ የሱፍ ኣቦ-መንበር ኮሚሽን እቲ ሕብረት ገይሩ መሪጹ። ነዚ መዝነት ሒዙ ዝነበረ ጫዳዊ ሙሳ ፋኪ ...
The code has been copied to your clipboard. The URL has been copied to your clipboard ...