ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ዶ/ር ሳሙኤላ ዘርኣይ ኣብ ክፍለ ግዝኣት ኣትላንታ ጆርጅያ ትነብር ነርስ-ፕራክትሻነር'ያ። ኣብ መወዳእታ 1970'ታት ናብ ኣመርካ ገና መንእሰይ ተማሃሪት ኮይና ደኣ ትምጻእ ...
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ወረዳ ደዌ ዝርከቡ መምህራን ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ምክያዶም ንድምጺ ኣመሪካ ርእይቶም ዝሃቡ መማህራንን ማህበር መማህራን’ቲ ወረዳን ሓቢሮም። መንግስቲ’ቲ ክልል ግን ...
ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ ህወሓት ምኽትል ኣቦ-መንበር ኰይኖም ዝተርመጹ ኣይተ ኣማኑኤል ኣሰፋ፡ ሎሚ ረቡዕ ምስ ማዕከናት ዜና ኣብ ዝገበሩዎ ጻንሒት፡ ግዜያዊ ምምሕዳር መንእሰያት ኣሰልጢኑ ...
ብሕልፊ ድሕሪ ኲናት ክልል ትግራይ፡ ዘቤታዊ ቅትለትን መጭወቲን ደቀንስትዮ ኣብቲ ክልል በዚሑ ከም ዘሎ ስድራቤታትን ኣብቲ ጉዳይ ዝሕለቑ ኣካላትን ይዛረቡ። ነዚ ዘእንግድ ዘተን ናይ ሓባር ጻውዒት ...
Netherlands: In a video released Wednesday, the International Criminal Court’s chief prosecutor asked judges to issue an ...
The Thanksgiving holiday rush neared its full stride at U.S. airports on Wednesday, putting travelers' patience to the test.
Namibia: Voters waited in long queues outside polling stations in the capital Windhoek on Wednesday morning to cast ballots ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ነቲ ሎሚ ተግባራዊ ዝዀነ ምቍራጽ ተጻብኦታት እስራኤልን ሕዝቦላህን ንኢዱ። እቲ ተባሂሉ ዘሎ ምቍራጽ ተጻብኦታት ነቶም ጅሆ ተታሒዞም ዘለዉ ናጻ ከውጽእ እንተዀይኑ ግን ...
ኣብ መንጎ ኣብ ሊባኖስ ዝርከቡ ሕዝቦላህን ሰራዊት እስራኤል ምቍራጽ ተጻብኦታት ድሕሪ ምግባሩ፡ ፕረዚደት ቱርኪየ ረጂብ ጠይብ ኤርዶዋን፡ ሃገሩ ንምቍራጽ ተጻብኦታት ቓዛ’ውን ክትሰርሕ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ...
ኣብ ዋና ከተማ ደቡብ ኮርያ ሶውል ሎሚ ረቡዕ ብዘጋጠመ በረድ ሓዘል ህቦብላ ክልተ ሰባት ሞይቶም መጓዓዝያ ምትዕንቃፉ ኣሶሸይትድ ፕረስ ሓቢሩ። ብመሰረት ጸብጻብ ኣሶሴይትድ ፕረስ እዚ ኣብ ውሽጢ 50 ...
ደቡብ ኮርያን ዩክሬንን ንናይ ጸጥታ ምትሕብባር ከሓይላ ምዃነን ሎሚ ረቡዕ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ደቡብ ኮርያ ምሕባሩ ኤኤፍፒ ገሊጹ። እዚ ስጉምቲ ግብረ መልሲ ምውፋር ሰራዊት ሰሜን ኮርያ ኣብ ሩስያ ...
ፓርላማ ኢትዮጵያ ሎሚ ሰሉስ 17 ሕዳር 2017 ዓ/ም ኣብ ዘካየዶ ሻድሻይ ስሩዕ ኣኼብኡ መንግስቲ ንዘቕረቦ ናይ 582 ቢልየን ብር ሕቶ ተወሳኺ በጀት ዓመት ገምጊሙ። ኣብቲ እዋን ኣባል ቤት ምኽሪን ...